SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Kategorier: Nyheder og politik

Lyt til den sidste episode:

ነፈርቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢሜረትስን ንሕምጢጥ ካብ ምግጫው ድሒነን ተባሂሉ። ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ: ንግዲ ዘይንቀሳቀስ ንብረት ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ከምትኸፍት ኣፍሊጣ። ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ገበን ዝተታሕዘ ኤርትራዊ ኣብ ዝርዝር ምክትታል ግብረሽበራውያን ሰፊሩ።ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ል ኡኽና።

Tidligere episoder

  • 4962 - ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 
    Thu, 28 Mar 2024
  • 4961 - ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧ 
    Wed, 27 Mar 2024
  • 4960 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2024) 
    Wed, 27 Mar 2024
  • 4959 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2024) 
    Tue, 26 Mar 2024
  • 4958 - “ዕዳ ማለት ናይ በረኻ ገበል ኣምጺእካ ወዲ ገዛኻ ክኸውን ከም ምፍታን’ዩ።” መሓረና ይከኣሎ 
    Tue, 26 Mar 2024
Vis flere episoder

Flere danske nyheder og politikpodcasts

More internationale nyheder og politik podcasts

Vælg podcast kategori